ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓቃብ ሕጊ ኣብ ልዕሊ ላዕለዎት ኣመራርሓን አባላትን ህወሓት ዝመስረቶ ክሲ ኣብ ቤርት ፍርዲ ተሰሚዑ


ንዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ላዕለዎት ኣመራርሓን ኣባላትን ህወሓት ዓቃቢ ሕጊ ዝመስረተሎም ክሲ ሎሚ ኣብ ቤትፍርዲ ብንባብ ተሰሚዑ።

ጠበቃታት ተኸሰስቲ፣ ዓማዊሎም ብዋሕስ ክፍትሑ ክሓቱ ከለዉ ዓቃቢ ሕጊ ድማ ተቃዊሙዎ። ቀዳማይ ደረጃ ተቃውሞ ክሲ ተኸሰስቲ ንምቅባል ቤት ፍርዲ መዓልቲ ቆፀሮ ሂቡ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG