ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓቃብ ሕጊ ተሓቢኦም ንወጻኢ ሃገራት ዝኸዱ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ንምእታው ይሰርሕ ኣለኹ ይብል


ዳይሬክተር ሃገራዊ ኮርፐረሽን ሓጺንን ኢንጂነሪንግ (ሜቴክ) ዝነበረ ብርጋደር ጀነራል ክንፈ ዳኘው ኣብ ሑመራ ብፖሊስ ተታሒዙ ኣዲስ አበባ ኣትዩ’ሎ።

ክሃድሙ ዝፈተኑን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝተሓብኡን ካልኦት ብብልሽውና ንዝተጠርጠሩ ሰብ ስልጣን ንምሓዝ’ውን ጻዕሪ ይግበር ከምዘሎ ፈደራል ዓቃቢ ሕጊ ኣፍሊጡ’ሎ።

ብቐዳም ሓለፍቲ ሜቴክን ጸጥታን ዝነበሩ ብዝፈጸምዎ ተግባር ኣዝዩ ዘስካሕኽሕ ከምዝኾነ ድምጺ ኣሜሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ አዲስ አበባ ምግላጾም ይዝከር።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG