ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓረና ኣብ አላማጣ ንዝተፈጥረ ዘይምርግጋእ ስዒቡ መንግስቲ ዝወሰዶ ስጉምቲ ኮኒኑ


ኣብ ከተማ ኣላማጣ ዝተፈጠረ ዘይምርግጋእ ስዒቡ መንግስቲ ዝወሰዶ ናይ ሓይሊ ስጉምቲ ከም ዝኹንኖ ውድብ ዓረና ንሉአላዊነትን ዴሞክራሲን ኣፍሊጡ።

እቲ ውድብ ሕቶ ህዝቢ ብሰላማዊ መንገዲ ምምላስ ከምዝግባእ ከምዝኣምን ገሊፁ።

ምምሕዳር ከተማ ኣላማጣ ብወገኑ እቲ ዝተወሰደ ናይ ሓይሊ ስጉምቲ ኩነታት ከዳድድ ዝስዕብ ዝነበረ ከይዲ ንምክልኻል ምዃኑ ተዛሪቡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG