ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓረብ ሊግ ንጉዳይ ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ዝምልከት አኼባ ኣብ ቀጠር አካይዶም


ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዓረብ ሊግ ንግድብ ኣባይ ኣመልኪቱ ኣብ መንጎ ግብፂ፣ ሱዳንን ኢትዮጲያን ዘሎ ጎንፂ ንምፍታሕ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ዝጠመተ ትማሊ ሰሉስ ኣብ ቀጠር ተኣኪቦም ነይሮም ።

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ግብፂ ነቲ ኢትዮጲያ ኣብ ዝመፅእ ወርሒ እትጅምሮ ምምላእማይ ህዳሰ ግድብ ኣመልኪታ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዘይምስምማዕ ኣብ ክንዲ ወተሃደራዊ ዲፕሎማሲያዊ ፍታሕ ከምትመርፅ ክገልፁ ከለዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ድማ መንግስትን ህዝብን ኢትዮጵያ ጥቅሚ ህዝቢ ሱዳን ኮነ ግብፂ ናይ ምጉዳእ ድልየት የብሎምን ኢሎም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG