ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓመታዊ ጸብጻብ ሚ/ጉ/ወጻኢ ኣሜሪካ ኣብ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ


ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ንሃገራት ዓለም ብዝምልከት ኣብ ዘውጽኦ ዓመታዊ ጸብጻብ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት'ውን ምምሕያሽ ከምዘየርኣየ ጠቒሱ'ሎ።

እቲ ሓዲሽ ሪፖርት፥ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ግጭት ክልል ትግራይ ኢትዮጵያ ብምእታው ኣብ ሃውራዊ ቅትለት ተሳቲፎም፡ ከምኡ'ውን ኣብ ትግራይ ዝነበሩ ኤርትራውያን ኣብ ምስዋርን ብሓይሊ ከምዝምለሱ ኣብ ምግባርን ምስታፎም እሙን ሓበረታ ኣሎ ይብል።

ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ዘውጽኦ ዓመታዊ ጸብጻብ ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG