ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

21 ዓመታት ድሕሪ ክልከላ ጋዜጣታት ብሕቲ


ይርጋኣለም ፍስሃ
ይርጋኣለም ፍስሃ

ቅድሚ 21 ዓመት 18 መስከረም 2001 ኣብ ኤርትራ ናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ዝተዓጽዋሉ እዋን’ዩ። ድሕሪ ምዕጻው እተን ጋዜጣታት ድማ ኣብ ዝቐጸለ ሓጺር መዓልታት ማእሰርቲ ኣሰናዳእተን ስዒቡ። ዛጊት 21 ዓመታት ደሃይ እዞም ጋዜጠኛታትን ኣብቲ እዋን ዝተኣስሩ ላዕለዎት ፖለቲካውያን መራሕቲ የሎን።

ነዚ ኣጋጣሚ ምርኩስ ብምግባር እምበኣር ሎሚ ንሓንቲ ካብተን ጋዜጣታት ብሕቲ ኣበርካቲት ዝነበረትን ጸኒሓ’ውን ንሽዱሽተ ዓመት ዝተኣስረትን ጋዜጠኛ ይርኣለም ፍስሃ ዕላል ኣካዪድና ኣሎና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:43:02 0:00

XS
SM
MD
LG