ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓመተ 2020 ብልሳን ሞያውያን መንእሰያት ኤርትራ


ዓመተ 2020 ዓለምና ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብዝፈጠሮ ጥዕናውን ማሕበረ ቁጠባውን ጸገማት ዝተናወጸተሉን ዓመት እያ።እሱ ዝፈጠሮ ጸቕጢ መነባብሮን ልምድን ናይ ሕብረተሰብ ናብ ዘይንቡር ኩነታት ዝተለወጠሉን እዩ ክብሉ ድምጺ ኣሜሪካ ዘዘራረቦም ኣብ ዝተፈላለየ ሞያ ዝነጥፉ መንእሰያት ተዛሪቦም።

ነቲ ሕማም ንምብዳህ ማሕበረሰብ ዓለም ናይ ሓባር ጻዕሪ ክካየድ ዝድርኸት ዓመት ከምዝኾነት'ውን እቶም መንእሰያት ወሲኾም ተዛሪቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ዓመተ 2020 ብልሳን ሞያውያን መንእሰያት ኤርትራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:13 0:00


XS
SM
MD
LG