ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓለምለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ንሓረስቶት ክልል ትግራይ ዘመናዊ ዱኽዒ ምክፍፋሉ ሓቢሩ


ዓለምለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ብግጭት ዝተጠቕዑ ሓረስቶት ኣፍራይነት ሕርሻ ንምዕባይ NPSን Ureaን ዝተባህሉ ዓይነታት ዘመናዊ ድኹዒ ን20,000 መራሕቲ ስድራ ከምዘከፋፈለ ኣፍሊጡ።

ብመሰረት እቲ ገባሪ ሰናይ ትካል ብቲዊተር ኣብ ዝዘርግሖ መልእኽቲ እዚ ዘመናዊ ድኽዒ ኣብ ሰነ ዝተኸፋፈለ ዘራእቲ ስዒቡ ኣብ ማእኸላይ፣ምብራቓዊን ደቡባዊን ዞባታት'ቲ ክልል ምክፍፋሉ ገሊጹ ሎ።

XS
SM
MD
LG