ዓለምለኸ መዓልቲ ስደተኛታት- ትርጉም ስደተኛታት: ፍልሰተኛታት: ተመዛበልቲን ሓተቲ ዑቕባን
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ሰነ 20 ንኩነታት ስደተኛታት ኣፍልጦ ንምሃብ ዝተወፈየት መዓልቲ’ያ:: ዓለምለኸ መዓልቲ ስደተኛታት ፈለማ ዝተዘከረትላ መዓልቲ ኣብ 2001 ክኸውን ከሎ: ነቲ መበል 50 ዓመት ዝኽሪ ኣብ 1951 ዝሓለፈ ውሳነ ዋዕላ ጉዳይ ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት መበገሲ ዝገበረ ኮይኑ ስደተኛ ዝበሃሉ ኸመይ ዝበሉ ምዃኖም: መሰል ዑቕባ ዝተዋህቦም ውልቀሰባትን ሓላፍነት ዑቕባ ዝህባ ሃገራትን ዝገልጽ’ዩ::
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ