ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓለምለኸ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብምክትታል ሕክምና ዘተኣታተዎ ሓድሽ መስርሕን


ለበዳ ቫይረስኮሮና ንብዙሓት ካባና ክንክን ጥዕና ንረኽበሉ መንገዲ ወይ ሜላ ይቅይሮሎ'ዩ።

ኣብ ኣመሪካን ​ካልእ ቦታታትን ዝተገብረ መጽናዕቲ ከምዘርእዮ ቨርችዋል ወይ ብማንዛ ዝካየድ ቆጸራታት ሕክምና ውጺኢታዊ ኾይኑ ሎ።

ከምኡ'ዉን ሰባት ዝደልይዎ ክንክን ጥዕና ወይ ሕክምና ባዕላቶም ክመርጹን ክቆጻጸርዎን ናብ ሆስፒታላትውን ንዘይምኻድ ወይ ዘይምእታው ኣኽኢልዎምን'ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ዓለምለኸ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብምክትታል ሕክምና ዘተኣታተዎ ሓድሽ መስርሕን
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:47 0:00


XS
SM
MD
LG