ኣስመራ —
መበል 1,496 መውሊድ ነብዩ መሓመድ \መውሊድ\ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ተኸቢሩ ውዒሉ።ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብዝተኸበረ ስነስርዓት መደረ ዘስምዑ ጠቕላሊ ፕረዚደንት ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሓጂ ዑመር እድሪስ ናይ ሰላም ፃውዒት ኣቕሪቦም ኢሉ ክብል ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ጸብጺቡ።
ዒድ መውሊድ ብተኸተልቲ እስልምና ሎሚ ሰኑይ 18 ጥቅምቲ ኣብ መላእ ኤርትራ ተኸቢሩ።
ኣብ’ቲ ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ሜዳ ጃምዕ ኣልኹለፋን ኣል ረሺዲን ዝተኻየድ ስነ፡ስርዓት ነቲ በዓል ዘንጸባርቑ ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ትሕዝቶ ዘለዎም ምድላዋት ቀሪቦም።
Embed
share
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available