No media source currently available
ፕረዚደንት ጀርመን ፍራንክ ዋልተር ስቴይንሜዬር ንናይ ኣርባዕተ መዓልታት ናይ ስራሕ ዑደት ትማሊ አዲስ አበባ ኣትዮም። ፕረዚደንት ፍራንክ አዲስ አበባ ኣብ ዝኣተውሉ ምስ ቀዳማይ ሚንስትር አብይ አሕመድን ፕረዚደንት ሳሕለወርቅ ዘውደ ተራኺቦም ተዘራሪቦም ። ብተወሳኺ ናብ ዝተፈላለዩ ክፋላት'ታ ሃገር ምብጻሕ የካይዱ ኣለው።