ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዑደት ኣክቲቪስት ኣብ ክልል ትግራይ


ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣስታት 20 ኣክቲቪስት ተጋሩ ኣብ ሓሙሽተ ወረዳታት ትግራይ ዑደት ኣካይዶም ነይሮም።

እቶም ኣከቲቪስት ድሕሪ ዑደቶም ንድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዝሃብዎ ርእይቶ ህዝብን መሬትን ትግራይ ዝሓሸ ደገፍ ኣመራርሓ እንተረኺቡ ቅልጡፍ ለውጢ ከምፅእ ከምዝኽእል ተዓዚብና ይብሉ።

ኣብቲ ዑደት መነባብሮ ሕብረተሰብ ሐዚ እውን ከምዘይተለወጠ ተዓዚብና አለና ኢሎም።

እቲ ዑደት ፀጋታትን ፀገማትን ትግራይ ብውስን መልክዑ ክንፈልጥ ኣኽኢሉና ክብሉ ተዛሪቦም።

ዑደት እቶም ኣክቲቪስትን ርእይቶኦምን ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ዑደት ኣክቲቪስት ኣብ ክልል ትግራይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:42 0:00

XS
SM
MD
LG