ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዑደት ቀ/ሚ ካናዳ ጃስተን ትሩዶ ኣብ አዲስ አበባ


ዑደት ቀ/ሚ ካናዳ ጃስተን ትሩዶ ኣብ አዲስ አበባ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:48 0:00

ኣብ መበል 33 ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተሳተፉ ቀዳማይ ሚንስትር ካናዳ ጅስትን ትሩዶ ትማሊ ሰንበት ምስ መራሕቲ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኣፍሪቃ ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም። ቀ/ሚ ትሩዶ ምስ ቀ/ሚ ኢትዮጵይ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ከምኡ’ውን ምስ ፕረዚደት ሶማል መሃመድ ዓብዱላሂ ፎርማጆ ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም ኣለው።

XS
SM
MD
LG