ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰልፊ ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣብ ደሴ፡ኮምቦልቻን መካነ ሰላም


ሰልፊ ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣብ ደሴ፡ኮምቦልቻን መካነ ሰላም
please wait
Embed

No media source currently available

0:00 0:01:11 0:00

ኣብ ኣብያተ ክርስትያናትና ናይ ህልውና ስግኣት ገጢሙና ኣሎ ዝበሉ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነት ተከተልቲ ኣብ ኢትዮጵያ ከተማታት ደሴ፡ኮምቦልቻን መካነ ሰላም ከተማታት ሰላማዊ ሰልፊ አካይዶም።ሰልፈኛታት መንግስቲ ንቤተ ክርስትያን ዘድልይ ሓለዋ ክገብር ጸዊዖም ኣለው። ኣብቲ ሰልፊ ኣስታት 80 ሽሕ ኣመነቲ ምስታፎምን እቲ ሰልፊ ብሰላም ምዝዛሙ’ውን ተገሊጹ’ሎ።

XS
SM
MD
LG