ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዑደት ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ከፋ ዞን


ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ትሑት ልምዲ ንደቅና ኣይነውርስን ክብሉ ተዛሪቦም።

እቶም ቀዳማይ ሚንስትር ነዚ ዝበሉ ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ከፋ ዞን ቦንጋ ስታድየም ምስ ህዝቢ ኣብ ዝተዘራረብሉ እዋን ኮይኑ መንግስቶም ኹሉ ተኸባቢሩ ዝነብረላ ዓባይ ሃገር ንምህናጽ ከምዝሰርሕ’ውን ተዛሪቦም ኣለው።

ዑደት ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ከፋ ዞን
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:38 0:00

ትማሊ ሰንበት ናብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ከፋ ዞን ዝበጽሑ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ካብ ህዝቢ ድሙቕ ኣቀባብላ ከምተገብረሎም ተገሊጹ።

ካብ ዝተፈላለዩ ክፍልታት ዞባ ከፋ ዝመጹ ኣብቲ ስታድየም ንዝተአኸቡ ነበርቲ’ቲ ዞባ መደረ ዘስምዑ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ መንግስቲ ዓባይ ሃገር ንምህናጽ ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ዑደት ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ከፋ ዞን
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:26 0:00


XS
SM
MD
LG