ዑደት ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ቻይና
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕረዚደንት ቻይና ዚ ቺንፒንግ ሎሚ ረቡዕ ተራኺቦም፡ ተዘራሪቦም። ኣብቲ ርክብ ፕረዚደንት ዚ ቺንፒንግ ኢትዮጵያ ኣገዳሲት ናይ ምትሕብባር አጋር ቻይና’ያ ድሕሪ ምባል ክልቲኣን ሃገራት ዓበይቲ ኣብ ምምዕባል ዘለዋ ብምኳነን ሃገራዊ ኩነታተን መሰረት ዝገበረ ንዘንጸፍኦ ናይ ምዕባለ መደበ ኣብ ናይ ገዛእ ርእሰን ጻዕርታት ክውከላ ይግባእ ኢሎም።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ