ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ውድድር ጉያ ሰላም ኤርትራዊያንን ኢትዮጵያዊያንን ተኻይዱ


ውድድር ጉያ ሰላም ኤርትራዊያንን ኢትዮጵያዊያንን ተኻይዱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:31 0:00

ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኤርትራዊያንን ኢትዮጵያዊያንን ትማሊ ሰንበት አብ ከተማ አዲስ አበባ ብምትእኽካብ ውድድር ጉያ ሰላም አካይዶም። እዚ ውድድር ድሕሪ 20 ዓመታት ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ስምምዕ ሰላም ድሕሪ ምፍርራሙ ኣብ መንጎ ዜጋታት ክልቲኣን ሃገራት ዝተኻየደ ናይ ፈለማ ስፖርታዊ ውድድር ምኳኑ ይፍለጥ።

XS
SM
MD
LG