ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ውድድር ብሽክለታ ዋንጫ ኣፍሪቃ ኣብ ኣስመራ


ውድድር ብሽክለታ ዋንጫ ኣፍሪቃ ኣብ ኣስመራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:55 0:00

ካብ 22-25 ሕዳር ኣብ ኣስመራ ክካየድ ዝቐነየ ውድድር ብሽክለታ ዋንጫ ኣፍሪቃ ብዓወት ኤርትራዊ ሲራክ ተስፎምን ደቡብ ኣፍሪቃዊት ማቲ ማርጆይስን ተዛዚሙ። ኣብቲ ትማሊ ሰንበት 25 ሕዳር ዝተኻየደ መዛዘሚ ውድድር ሰበስልጣን መንግስት ዲፕሎማት፡ወከልቲ ዓለምለኸ ማሕበር ብሽክለታ (ዩሲኣይ)ንፈደረሽን ብሽክለታ ኣፍሪቃ(ካክ)ን፡ኣባላት ተሳተፍቲ ሃገራትን ኣብ ዝተረኽብሉ ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ኣብ ዝተገብረ ስነ-ስርዓት ብወግዒ ተዕጽዩ።

XS
SM
MD
LG