ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ውድድር ሽንግርዋ ኣካዳሚ 2017/2018 ተዛዚሙ


ዓወ ተክለማርያም ተዓዋቲ ራብዓይ መድረኽ ውድድር ሽንግርዋ አካዳሚ
ዓወ ተክለማርያም ተዓዋቲ ራብዓይ መድረኽ ውድድር ሽንግርዋ አካዳሚ

ራብዓይ ዙርያ ውድድር ሽንግርዋ ኣካዳሚ ኣብ ሰለስተ ምድባት ተኸፋፊሉ ን18 ኣዋርሕ ክካየድ ድሕሪ ምጽናሕ ቀዳም 29 ታሕሳስ 2018 ኣብ ሲነማ ሮማ ብዝተካየድ ሓሙሻይን ናይ መወዳእታን መድረኽ ተዛዚሙ።

ኣብዚ 4ይ ዙርያ ውድድር ሽንግርዋ ኣካዳሚ ኣብ ደርፊ 446፡ኣብ ትልሂት 144 ፡ኣብ ምልከት ያታዊ መሳርሒ ሙዚቃ ድማ 70 ብድምር 660 ተወዳደርቲ ተሳቲፎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ውድድር ሽንግርዋ ኣካዳሚ 2017/2018 ተዛዚሙ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:20 0:00

XS
SM
MD
LG