ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ውድብ ጥዕና ዓለም ፈንጣጣ ህበይ ዓለምለኻዊ ስግኣት ኮይኑ ኣሎ ክብል ኣዊጁ


ውድብ ጥዕና ዓለም ፈንጣጣ ህበይ ዓለምለኻዊ ስግኣት ኮይኑ ኣሎ ክብል ኣዊጁ።

ዳይሬክተር’ቲ ትካል ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ዝሓለፈ ቀዳም ነቲ ሓድሽ መርገጺ ውድብ ጥዕና ዓለም እንተገለጹ ኣብ መንጎ ኣባል ውድባት ጥዕና ሕቡራት ሃገራት ግና ኣብ ልዕሊ’ቲ ሓድሽ መግለጺ ዝተፈላለየ መርገጺ ከምዝጸንሐ’ውን ተፈሊጡ ኣሎ።

ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፣ ንፈለማ ጊዜ እዮም ከምዚ ዝበለ ስጉምቲ ወሲዶም።

እቶም ዋና ዳይረክተር ወሲኾም "ብዘይካ ኣብ ኣውሮጳ፣ ኣብ ካልኦት ኣህጉራት፣ ሓደጋ ፈንጣጣ ህበይ መጠነኛ እዩ" ኢሎም።

XS
SM
MD
LG