ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኮንጎ ብአባላቱ ተፈጺሙ ዝተባህለ ጾታዊ ዓመጽን በለጽን ብዝምልከት መግለጺ ሂቡ


ፋይል

ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ኣብ እዋን ወፍሪ ጸረ ኢቦላ ናብ ኮንጎ ዴሞክራሲያዊት ሪፐብሊክ ዝተሳተፉ ሰራሕተኛታቱን ኮንትራክተራትን፣ ሰፊሕ ጾታዊ ምግሳስን በለጽን ፈጺሞም ብዛዕባ ዝብል ዝቀረበሉ ክሲ መግለጺ ኣውጺኡ።

ነቲ ክሲ ዘጻሪ ናጻ ኮምሽን ከምዝቆመን፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመታት ምጽናሕ ኣብ ኮንጎ፣ ስራሕ ክንቆጽረክን ኢና ተባሂለን ብርክት ዝበላ ደቂ ኣንስትዮ፣ ጾታዊ ከምዘጋጠመን ይግለጽ።

ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ መጻኢ ጊዜ ተመሳሳሊ ጌጋ ንከይድገም፣ ኣብ’ዚ መስርሕ መጻረዪዝተጠቓለላ ግዳያት ደቂ ኣንስትዮ ኣገዳሲ ተራ ኣለወን ይብል ።

XS
SM
MD
LG