ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ቅልጡፍ ምልባዕ ፈልቂ ቫይረስ ኣሚክሮንን ደልታን ሕማምን ሞትን ወሲኹ`ሎ ኢሉ


ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም
ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም

ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፡ ክታበት ኮቪድ19 ንክምዕብል ሳይንስ እንተሓገዘ`ኳ፡ ብደረጃ ዓለም ዘሎ ቁጽሪ ሞት ግን ምውሳኹ ኣይተረፈን ኢሉ።


ሓደ ካብ ምኽንያት ድማ፡ ፖለቲካ ብዙሕ ግዜ ብሓባር ንምስራሕ ስለዘተዓናቕፍ ዘሎ`ዩ ኢሉ። ዶ/ር ቴድሮስ ኣብ ልዕሊ ሳይንስ ግጉይ ሓበሬታ ብምሃብ ሰባት ንከይኽተቡ ዝግበር ወፍሪ ጠጠው ክብል`ውን ይጽውዕ።

XS
SM
MD
LG