መቐለ —
ውድብ ጥዕና ዓለም ንክልል ትግራይ 122 ሜትሪክ ቶን ሓገዝ ናውቲ ሕክምናን መድሓኒትን ከምዝሃበ ገሊፁ። ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ብወገኑ፡ እቲ ዘሎ ጋግ ኣዝዩ ገፊሕ እኳ እንተዀነ፡ ምጅማር እቲ ስራሕ ግን ዓቢ ገስጋስ’ዩ ክብል ገሊጹ።