ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ውድብ ናፅነት ትግራይ ኣኼባ ንምክያድ ከም ዝተኸልከለ ይሕብር፣ ፖሊስ “ኣየፍቀዱን” ይምልስ


 ውድብ ናፅነት ትግራይ ኣኼባ ንምክያድ ከም ዝተኸልከለ ይሕብር፣ ፖሊስ “ኣየፍቀዱን” ይምልስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:09 0:00

ውድብ ናፅነት ትግራይ ትማሊ ሰንበት 12 መጋቢት 2023 ኣብ ከተማ መቐለ ከካይዶ ተሊምዎ ዝነበሮ ህዝባዊ ዘተ ከምዝተኸልከለ ገሊፁ። ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ መቐለ ግን እቲ “ውድብ ዘፍቀዶ ኮን ዝተኸልከሎ ኣኼባ የለን" ዝብል ምላሽ ሂቡ። ውድብ ናጽነት ትግራይ ኣብ ውሽጢ ወርሒ ተመሳሳሊ ክልከላ ክገጥሞ እዚ ንኻልኣይ ግዜ’ዩ።

XS
SM
MD
LG