ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ውድብ ሳልሳይ ወያነ ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ ንሃገራዊ ምርጫ ምንውሑ ከምዘይቕበሎ ኣፍሊጡ


ውድብ ሳልሳይ ወያነ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ነቲ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ከካይዶ ተመዲቡ ዝነብረ ሃገራዊ ምርጫ ምንውሑ ኣይቕበሎን ኢሉ::

እቲ ውድብ ፌደራል መንግስቲ ምርጫ ኣብ ግዝኡ ዘየካይድ እተኾይኑ ኣብቲ ክልል ምርጫ ክካየድ ሓቲቱ::

ኣብዚ ጉዳይ ህወሓት ሓቲትና ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ዘውፀኦ መግለፂ ግዝኡ ዘይሓለወን: ብዙሕ መፅናዕቲ ዘይተገበረሉን እዩ ኢሉ ::

ቦርድ ምርጫ ብወገኑ ቫይረስ ኮርና ዘተሓሳስብ ደረጃ ከምዘሎን መንግስቲ ትግራይ እውን ነዚ ተረዲኡ ኣዋጅ ህፁፅ ግዘ ኣዊጁ ኣብዘለሉ እዋን ግዚኡ ኣይኮነን ምባል ነኒባዕሉ ዝጻረር እዩ ኢሉ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


Recommended

XS
SM
MD
LG