ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዋይት ሃውስ ኣብ ክልል ትግራይ ተፈጺሞም ንዝተባህሉ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት መርመራ ክካየድ ፀዊዑ


ወሃቢት ቃል ዋይት ሃውስ
ወሃቢት ቃል ዋይት ሃውስ

ዋይት ሃውስ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ይካየድ ዘሎ ግጭት ስዒቡ ተፈጺሞም ንዝተባህሉ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት ዝተማለአን ዘይሻራውን መርመራ ክካየድ ፀዊዑ ።

ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ሊንዳ ቶማስ ግሪንፊልድ 'ውን እቲ ተፈጢሩ ዘሎ ሰብ ሰርሖ ጥምየት ንምፍታሕ ኩሎም ተፃባእቲ ኣካላት ኲናት ጠጠው ከብሉ ኣተሓሳሲበን ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


XS
SM
MD
LG