ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዋዕላ መንእሰያት ምብራቕ ኣብ ኣስመራ ተኸፊቱ


ብኮሚሽን ጸጥታን ሰላምን ሕብረት ኣፍሪቃን መሻርክቱን ዝተወደበ፣ካብ 11 ሃገራት ምብራቅ ኣፍሪቃ ዝተወከሉ መንእሰያት ዝተሳተፍዎ ናይ ሰላምን ጸጥታን ዋዕላ ሎሚ 10 ሰነ 2019 ኣብ ሆቴል ኣስመራ ፓላስ ተኸፊቱ።

ቀንዲ ዕላማ ናይ'ዚ ዋዕላ ተራን ኣበርክቶን መንእሰያት ኣብ ምውሓስ ሰላምን ጸጥታን ሃገሮም ከባቢኦምን ንምምይያጥ ከምዝኮነ ኣባል ናይቲ ኮሚሽንን ኣወሃሃዲት ናይቲ ዋዕላን መንእሰይ ኦሪት ኢብራሂም ንድምጺ ኣሜሪካ ተዛሪባ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ዋዕላ መንእሰያት ምብራቕ ኣብ ኣስመራ ተኸፊቱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:03 0:00

ርእይቶኹም

ርእይቶ ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG