ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣስመራ፡ ዋዕላ መንእሰያት ምብራቕ ኣፍሪቃ


ብኮሚሽን ጸጥታን ሰላምን ሕብረት ኣፍሪቃን መሻርክቱን ዝተወደበ፣ካብ 11 ሃገራት ምብራቅ ኣፍሪቃ ዝተወከሉ መንእሰያት ዝተሳተፍዎ ናይ ሰላምን ጸጥታን ዋዕላ ኣብ ኣስመራ ፓላስ ተከፊቱ።

ቀንዲ ዕላማ ናይ'ዚ ዋዕላ ተራን ኣበርክቶን መንእሰያት ኣብ ምውሓስ ሰላምን ጸጥታን ሃገሮም ከባቢኦምን ንምምይያጥ ከምዝኮነ ኣባል ናይቲ ኮሚሽንን ኣወሃሃዲት ናይቲ ዋዕላን መንእሰይ ኦሪት ኢብራሂም ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢራ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ዋዕላ መንእሰያት ምብራቕ ኣስመራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:09 0:00

XS
SM
MD
LG