ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዋና ጸሓፊ ኢጋድ ነቲ አብ አዲስ አበባ ብቐዳም ዘጋጠመ መጥቓዕቲ ብጽኑዕ ኮኒኖም


ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ኣምባሳደር ማሕቡብ ማዓሊም ብቕድሚ ትማሊ ቀዳም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ንምድጋፍ ይካየድ ኣብ ልዕሊ ዝነበረ ሰላማዊ ሰልፊ ንዝተፈፀመ መጥቓዕቲ ብፅኑዕ ኣውጊዞም።

"ብሰላማዊ ኣገባብ ንመራሕቶም ፖለቲካዊ ደግፎም ይገልፁ ዝነበሩ ንፁሃን ስቪላት ዒላማ መጥቓዕቲ ቦምብ ምዃኖም ኣዚዩ ዘሰንብድ እዩ’’ ኢሎም።

ካብቲ ውድብ ዝተዋህበ እቲ መግለፂ ‘’ንቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ፣ንስድራ ግዳያት ናይቲ መጥቓዕትን ህዝቢ ኢትዮጵያን ልባዊ ሓዘነይ ይገልፅ ኣለኹ’’ይብል።

ንሶም ብተወሳኺ ፈፀምቲ ናብ ሕጊ ክቕርቡን ሰላምን ሓድነትን ክዕወት እውን እዩ ኢሎም።

ርእይቶኹም

ርእይቶ ንምርኣይ

ኣብዚኣ'ሞ

ተጋሩ ነበርቲ ከባቢ ዶብ ድልየት ሰላም ንምግላፅ’ዩ ብዝብል ናብ ኤርትራ ዝገብርዎ ምስጋር

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG