ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዋሕዚ ናብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ስለምንታይ’ዩ?


ዋሕዚ ናብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ስለምንታይ’ዩ፧
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:08 0:00

ዋሕዚ ናብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ስለምንታይ’ዩ፧

ብመጽናዕቲ ዝተደገፈ ደኣ ኣይዅን እምበር፡ ብዙሓት ኣብ ቀረባ ዓመታት ናብ ኣመሪካ ዝተሰደዱ ኤርትራውያን ኣብ ጽላት ጥዕና፡ ምዝዋር ኡበር፡ ምዝዋር ዓበይቲ መካይንን እቶም ብኮለጅ ዝመጹ ድማ ኣብ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ዝተኣሳሰር ዓውድታት ክነጥፉ’ዮም ዝርኣዩ። ብፍላይ ኣብ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ንኽኣትዉ ንብዙሓት ዝድርኽ ዘሎ እንታይ’ዩ፧ ነዚ ንምፍላጥ ንኢንጂነር ኰኾብ ጎይትኦም ኣዘራሪብናዮ ኣሎና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:15:08 0:00


XS
SM
MD
LG