ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወ/ሪት ብርቱኳን ሚዴቅሳ ኣካቢት ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኮይነን ተመዚዝን


ፓርላማ ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብዘካየዶ ስሩዕ ኣኼብኡ ወ/ሪት ብርቱኳን ሚዴቅሳ ኣካቢት ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ክኾና ሸይሙወን።

ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ነቲ ሽመት ኣብዘቕረብሉ እዋን ዝቕፅል ሃገርለኸ ምርጫ ኣብ ኢትዮጵያ ንሓቀኛ ዴሞክራሲ መሰረት ዝንበረሉ ክኸውን እዩ ኢሎም ኣለው ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ወ/ሪት ብርቱኳን ሚዴቅሳ ኣካቢት ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኮይነን ተመዚዝን
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:40 0:00

XS
SM
MD
LG