ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወፍሪ ምትካል ኣግራብ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ሃዋሳ


ወፍሪ ምትካል ኣግራብ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ሃዋሳ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:40 0:00

ብዓርቢ ኣብ ዝተዘኸረ ዓለምለኸ መዓልቲ ከባቢ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ኣብታ ሃገር ዝተጀመረ ኣግራብ ናይ ምትካል ወፍሪ ብምቕጻል ኣብ ከተማ ሃዋሳ ስነ ስርዓት ምትካል ኣግራብ አካይዶም። ሽሕ’ዃ ኣብቲ መዓልቲ ብዝዘነበ ዝናብ ንብዙሕ ካብቲ ኣብቲ መዓልቲ ዝተተኽለ ተኽልታት እንተወሰዶ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ነበርቲ ግን ኣብቲ ኣብ ከተማ ቢዩ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ምትካል ኣግራብ ተሳቲፎም።

XS
SM
MD
LG