ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወግዒ ምብራህ ሽግ ድሮ ቅዱስ ዮውሃንስ


ወግዒ ምብራህ ሽግ ድሮ ቅዱስ ዮውሃንስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:42 0:00

ድሮ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ ብመንእሰያት ዝካየድ ወግዒ ምብራህ ሽግ ፡ናቱ ባህላዊ ወግዕን ትርጉምን ከምዘለዎ ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ወሃብቲ ርእይቶ ገሊጾም። ኣብ ምሻጥ ሽግ ዝተዋፈሩ መንእሰያት በወገኖም ንጠለብን ተጠቀምትን ኣመልኪቶ ርእይቶኦም ኣካፊሎም ኣለዉ።

XS
SM
MD
LG