No media source currently available
ወለዲ፡ስድራቤትን ፈተወትን መወቲ ብሰንበት ዝወደቐት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሎሚ ሶሉስ ናብቲ ቦታ ይበጽሑ ምህላዎም ተገሊጹ። ኣደ ሓንቲ በቲ ሓደጋ ካብ ዝሞታ አባላት’ታ ነፋሪት ዝኾነት ኣያንቱ ግርማ እታ ነፋሪት ናብ ዝወደቐትሉ ቦታ ብምብጻሕ ዝምጸትሉ ምክንያት ከምዚ ክትብል ተረድእ።