ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወለንተኛታት ንከተሞኦም ኣዲስ አበባ ይሕልዉ ከምዘለው ተገሊጹ


ነበርቲ ዋና ከተማ ኢትዮጵያ አዲስ ኣበባ ኣንጻር'ቶም ዝግስግሱ ዘለዉ ፌደራል መንግስቲ ኣሽበርቲ ዝብሎም ሓይልታት ትግራይ ንኸተመኦም ይሕልዉ ከም ዘለዉ ይግለጽ'ሎ።

ፖሊስ 147 ሽሕ ወለንተኛታት ሓለውቲ አሰልጢነ ክብል ክገልጽ ከሎ፤ ጉጅለታት ወለንተኛታት ብወገኖም ንኸተመኦም ካብ ሓይልታት ትግራይ ከም ዝከላኸሉ ይገልጹ'ለዉ። እቶም ሰልጠንቲ ተደናገጽቲ ህወሓት'እዮም ኢሎም ንዝጠርጠርዎም ንፖሊስ ክሕብሩ'ዉን ስልጠና ተዋሂብዎም'ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ወለንተኛታት ንከተሞኦም ኣዲስ አበባ ይሕልዉ ከምዘለው ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:44 0:00


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG