መቐለ —
ኲናት ክልል ትግራይ ንሰላማዊ ህይወት ብዙሓት ዜጋታት ፀልዩ’ዩ። መንእሰያት ድማ ብህይወትን ሞያን ካብቶም ቀንዲ ግዳያት’ዮም። ነቶም ኣብ በበይኑ ሞያ ክነጥፉ ዝፀንሑ መናእሰይ ከመይ ከም ዝተንከፎምን ዘማዛበሎምን ንገለ መንእሰያት ኣዘራሪብና ኣለና።