ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኲናት ዝፈጠሮ ምምዝባዕ ወሊድ


ኲናት ዝፈጠሮ ምምዝባዕ ወሊድ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:30 0:00

ስእነት ቀረባት መድሃኒት፡ ጥሜትን ስነ-ኣእሙራዊ ነውጺን ብዝፈጠሮ ጸገማት፡ ሓያሎ ነፍሰ-ጾራት ክልል ትግራይ ቅድሚ ግዜአን ክሓርሳን ሽግር ዘለዎም ቆልዑ ክወልዳን ብተደጋጋሚ ይርኣያ ኣለዋ። ከምዚ ሽግር ንዝገጠመን ኣደታትን ክኢላታትን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

XS
SM
MD
LG