ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኲናት ክልል ትግራይ ኣብ ካልኣይ ዓመቱ፤ ንመጓዓዝያታት ገለ ከተማታት ኣመሪካ ዝዓጸወ ሰለማዊ ሰልፍታት


ኲናት ክልል ትግራይ ኣብ ካልኣይ ዓመቱ፤ ንመጓዓዝያታት ገለ ከተማታት ኣመሪካ ዝዓጸወ ሰለማዊ ሰልፍታት
please wait

No media source currently available

0:00 0:23:25 0:00

ኣብ ክልል ትግራይ ዝተወልዐ ኲናት ካልኣይ ዓመቱ ኣብ ዝመልኣሉ፡ ኣብ በበብይኑ ክፍለ-ሃገራት ኣመሪካን ኤውሮጳን ብተወላዶ ትግራይ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፍታት ክካይድ ቀንዩ። እዚ ድሕሪ ምፍራም ስምምዕ ምቍራጽ ተጻብኦታት ዝፍጸም ዘሎ ሰለማዊ ሰልፍታት፡ ካብ ቅድሚ ሕጂ ብዝፍለ፡ ንሓያሎ ጽርግያታት ኣመሪካ’ውን ዝዓጸወ ስለ ዝዀነ ዝሰፍሐ ኣቓልቦ ገይሩ ኣሎ። ንተሳተፍትን ኣሰናዳእትን እቶም ሰልፍታት ኣዘራሪብና ኣለና።

XS
SM
MD
LG