ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ኲናት ክልል ትግራይ ንሞት ኣብ እዋን ወሊድ የጋድድ
ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝተወልዐ ኲናት መጠን ሞት ኣደታት ኣብ እዋን ወሊድ ብሓሙሽተ ዕጽፊ፣ ከምኡ ድማ ሞት ህጻናት ብኣርባዕተ ዕጽፊ ክዓቢ ምኽንያት ከም ዝዀነ፡ ምስ መቐለ ዩኒቨርስቲ ብምትሕብባር ኣብ ዝተኻየደ መጽናዕቲ ተሓቢሩ።
ንኽልተ ካብቶም ኣብቲ መፅናዕቲ ዝተሳተፉ ኣባላት ኣዘራሪብና ኣለና።