ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኲናት ሱዳን ብዓይኒ ተንተትንቲ ፖለቲካ


ኲናት ሱዳን ብዓይኒ ተንተትንቲ ፖለቲካ
please wait

No media source currently available

0:00 0:35:05 0:00

ኲናት ሱዳን ብዓይኒ ተንተትንቲ ፖለቲካ

ቀዳም 15 ሚያዝያ ዝጀመረ ነውጺ ሱዳን እናተጋደደ’ዩ ዝመጽእ ዘሎ። ሓያሎ ሃገራት ዜጋታተን ከውጽኣ እንከለዋ፡ ኣብ መንጎ ሓይልታት ህጹጽ ወሃብ ደጋፍን ሰራዊት መንግስቲ ሱዳንን ዝካየድ ዘሎ ኲናት፡ መጠናዊ ምቍራጽ ደኣ ይረኣዮ’ምበር ገና ግን ኣይዓረፈን። ንምዃኑ እዚ ህውከት ብኸመይ ክፍታሕ ይኽእል? ባህጊ ህዝቢ ሱዳን ዝኾነ ሲቪላዊ መንግስቲ ክማላእ ይኽእል’ዶ? እዚ ህውከት ንጎረባብቲ ሃገራት ብኸመይ ይፀሉ ዝብሉ ሕቶታት ንምዝታይ ንኽልተ ኣጋይሽ ኣዘራሪብና’ለና። ኣጋይሽና ንኹነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብቀረባ ዝኸታተሉ ዓብድራሕማን ሰይድን ዘርኣስላሰ ረድኢ ሽከር ካብ ዓዲ እንግሊዝ’ዮም። እዚ ዘተ ኣብ ምጅማር ናይቲ ኲናት ዝተቐርጸ’ዩ።

XS
SM
MD
LG