No media source currently available
ሓያሎ ሃገራት ዜጋታተን ከውጽኣ እንከለዋ፡ ኣብ መንጎ ሓይልታት ህጹጽ ወሃብ ደጋፍን ሰራዊት መንግስቲ ሱዳንን ዝካየድ ዘሎ ኲናት፡ መጠናዊ ምቍራጽ ደኣ ይረኣዮ’ምበር ገና ግን ኣይዓረፈን። ንምዃኑ እዚ ህውከት ብኸመይ ክፍታሕ ይኽእል? ባህጊ ህዝቢ ሱዳን ዝኾነ ሲቪላዊ መንግስቲ ክማላእ ይኽእል’ዶ? እዚ ህውከት ንጎረባብቲ ሃገራት ብኸመይ ይፀሉ ዝብሉ ሕቶታት ንምዝታይ ንኽልተ ኣጋይሽ ኣዘራሪብና’ለና።