ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኮሚተ ሰነት ኣመሪካ ንፈላመይቲ ጸላም ኣመሪካዊት ሕጽይቲ ዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሕቶታት የቕርብ


ሕጽይቲ ዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ ከታንጂ ብራውን ጃክሰን
ሕጽይቲ ዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ ከታንጂ ብራውን ጃክሰን

ዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ ክኾና ብፕረዚደንት ባይደን ዝተሓጽያ ከታንጂ ብራውን ጃክሰን ሎሚ ሰሉስ ካብ ኣባላት ኮሚቴ ፍርዲ ሰነት ሕቶታት ክቀርበለን'ዩ።

እዚ ከይዲ ምስማዕ ሕቶን መልስን ከታንጂ ብራውን ጃክሰን ፈላመይቲ ኣፍሪቃዊት ኣመሪካዊት ጓል ኣንስተይቲ ዳኛ ዝለዓለ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ ንክኾና ዝመርሕ'ዩ ዝመስል።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
XS
SM
MD
LG