▶ኮሚተ ምጥያስ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ መናብር ይሓዝእ፣ ተቓወምቲ ይነጽጉ
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝጣየሽ ግዚያዊ ምምሕዳር ናይ ካቢኔ መንበር ክሕዙ ካብ ዝተመደቡ ኣባላት ውድባት ሳልሳይ ወያነ ትግራይን ውድብ ናፅነት ትግራይን "መከራ ህዝብና ዘናውሕ እዩ" ብምባል "ኣይንቕበሎን" ክብሉ ኣፍሊጦም። ኣባላት ካልኦት ዝተዓደሙ ውድባት እውን ርእይትኦም ሂቦም ኣለው።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ