መቐለ —
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝጣየሽ ግዚያዊ ምምሕዳር ናይ ካቢኔ መንበር ክሕዙ ካብ ዝተመደቡ ኣባላት ውድባት ሳልሳይ ወያነ ትግራይን ውድብ ናፅነት ትግራይን "መከራ ህዝብና ዘናውሕ እዩ" ብምባል "ኣይንቕበሎን" ክብሉ ኣፍሊጦም።
ኣባላት ካልኦት ዝተዓደሙ ውድባት እውን ርእይትኦም ሂቦም ኣለው።