ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኮሚሽን ሰ/መሰላት ኢትዮጵያ ንኩነታት ኣብያተ ማእሰርቲ ክልል ኦሮምያ ዝምልከት መግለጺ ሂቡ


ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኩነታት ኣብያተ ማእሰርቲ ክልል ኦሮምያ ምስ ዝሓለፈ ዓመት ክነጻጸር ከሎ ዝተወሰነ ምምሕያሽ ዋላ’ውን እንተርአየ፣ መሰላት እሱራት ዝጣሓሰሉ ኣሰራርሓ ከምዝተዓዘበ ገሊጹ።

ገለ ካብ’ቶም ዝተጥቀሱ ጉድለታት ሰባት ካብ ሕጊ ወጻኢ ከምዝእሰሩ፣ ሕጊ ኣብ ዝወሰኖ ደረት ጊዜ ናብ ቤት ፍርዲ ከምዘይቀርቡ ዝብሉ እዮም።

ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ፣ ኣብ መደብራት ፖሊስ ንዘጓንፉ ዝበሎም ጉድለታት፣ ኣብ’ዚ ሰሙን’ዚ ወግዓዊ ከምዝገብር ገሊጹ'ሎ።

XS
SM
MD
LG