ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኮሚሽን ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ ንወግዓዊ ውጽኢት ህዝበ ውሳነ ሲዳማ ኣፍሊጡ


ኮሚሽን ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ ብቕድሚ ትማሊ ረቡዕ ወግዓዊ ውፅኢት ህዝበ ውሳነ ሲዳማ ድሕሪ ምእዋጁ ምንቅስቓስ ሓርነት ሲዳማሲኣን/ ናይ ሓጎስን ምስጋናን መግለፂ ኣውፂኡ።

እቲ ውድብ ኣብቲ መግለጺምስ ሕቶ ክልልነት ሲዳማ ተኣሳሲሩ 11 ሓምለ 2011 ምስ ዝተፈጠረ ፀገም ፀጥታ ዝተኣስሩ መናእሰይ ክፍትሑ’ውን ሓቲቱ’ሎ።

ኮምሽን ምርጫ ቦርድ ህዝበ ውሳነ ሲዳማ ብ98.89 ሚእታዊት ድምፂ ክልል ንምዃን ከምዝወሰነ ምግላፁ ይዝከር ይብል።

XS
SM
MD
LG