ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኮሚሽን ሃገራዊ ልዝብ ኢትዮጵያ ናብ ክልል ትግራይ ክበጽሕ ምውጣኑ ተፈሊጡ

ኢትዮጵያ-ሎሚ ዝተኻየደ ሲቪካዊ ማሕበራትን ፖለቲካዊ ፓርቲታትን ዘሳተፈ ኣኼባ
ኢትዮጵያ-ሎሚ ዝተኻየደ ሲቪካዊ ማሕበራትን ፖለቲካዊ ፓርቲታትን ዘሳተፈ ኣኼባ

ኮምሽን ሃገራዊ ልዝብ ኢትዮጵያ ናብ ክልል ትግራይ ክበጽሕ ከምዝወጠነ ተፈሊጡ።

እቲ ኮምሽን፣ ንኩሎም ከባቢታትን ክፍሊ ሕብረተሰብን ንምሕቛፍ ኣብ ዝገብሮ ጻዕሪ፣ ግጭት ዘለዎም ከባቢታት’ውን ንምሕዋስ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣባል’ታ ኮምሽን ዶ/ር ዮናስ ኣዳዬ ገሊጾም።

ዶ/ር ዮናስ ነዚ ርእይቶ’ዚ ዝሃቡ ኣብ’ቲ ሎሚ ዝተኻየደ ሲቪካዊ ማሕበራትን ፖለቲካዊ ፓርቲታትን ዘሳተፈ ኣኼባ እዩ ።


This item is part of
XS
SM
MD
LG