ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኮሚሸን ሰ/መሰላት ኢትዮጵያ ንሰንኪ ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ዝተኣሰሩ ሰባት ክፍትሑ ጸዊዑ


ቤት ማእሰርቲ መሃል ሜዳ -ፋይል
ቤት ማእሰርቲ መሃል ሜዳ -ፋይል

ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ካብ 23 ጥቅምቲ ጀሚሩ ግብራዊ ዝኾነ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክልዓል ዝሓለፈ ሰሉስ ምውሳኑ ስዒቡ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለያ ከባቢታት ኣብ ትሕቲ ቐይዲ ዝወዓሉ ሰባት ክፍትሑ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ጸዊዑ።

ኣብ ሚንስትሪ ፍትሒ ኢትዮጵያ ሓላፊ ፕረስ ኣቶ ኣዎል ስልጣን ኣብ እዋን እቲ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተኣሰሩ ሰባት ጉዳዮም ብስሩዕ ስርዓተ ፍትሒ መዓልቦ ከምዝረክብ ሓቢሮም ኣለው።

XS
SM
MD
LG