ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኮሌጅ ሕክምና እንስሳት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ብምርመራ ምራኽ ኣዋሊዱ


ኮሌጅ ሕክምና እንስሳት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኣብ ቀረባ ንፈለማ ግዘ ማንታ ኣንስትዮ ምራኽ ኣብ ማእከል ምርምሩ ኣዋሊዱ።

ዲን እቲ ኮሌጅ ዶክተር በሪሁ ገብረኪዳንኣብ ትግራይ ናይ ፃባ ኣላሕም ንምብዛሕ ይግበር ዘሎ ፃዕሪ እዚ ውፅእት ምርካብ ተስፋ ዝህብ ኢዩ ኢሎም ።

ብቐፃሊ እቲ ኮሌጅ እዚ ዓሌት ናብ ሓረሰቶት ንምክፍፋል ከምዝተለመ እቶም ዲን ገሊፆም።

ብተወሳኺ ሓረስቶት ኣንስትዮ ኣለሕም ጥራሕ ዘውልድ ቴክኖሎጂ ክጥቀሙ ንምግባር ተረባሕቲ ዝኾንሉ ኣሰራርሓ ከምዝዝርግሕ እውን ኣፍሊጦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኮሌጅ ሕክምና እንስሳት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ብምርመራ ምራኽ ኣዋሊዱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:14 0:00

XS
SM
MD
LG